COVID-19 ክታበታት

ኣብ ኣውስትራሊያ ማሕበረሰብ ንዝነብሩ ሕድሕድ ሰባት ንናይ ሕማም መከላከሊ ክታበት ንክረኽቡ ነተባብዕ ኢና። እዚ’ውን ምስ ጥዕና ዚተዛመደ እዩ።

ኣውስትራሊያ ውሽጢ ሕድሕድ ሰብ COVID-19 ክታበታት ብናጻ ይዳለው፤ በዚ ዚኻተት:

  • ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛ ዘለዎ
  • ናይ ወጻእ ሃገር ጋያሹ ጎብንያት
  • ናይ ዓለምለኸ ተማሃሮ
  • ማይግራንት/ዝመጹ ሰራሕተኛታት
  • ንዕቝባ ሓተቲ፤ ከምኡ’ውን
  • ቕቡል ንዘይኾነ ቪዛ ንዘለዎም ሰባት ይኸውን።

ኣውስትራሊያ ውሽጢ ሰባት ነት ክታበት ኣብዝወስዱሉ ግዘ ብዛዕባ ናቶም ኢሚግሬሽን ወይኻዓ ዜግነት ኵነታ ሓበሬታ ኣይውሰድን እዩ።

ብናጻ COVID-19 ክታበት ፍቓድ ንምርካብ ምስ Medicare ክትምዝገብ የብልካን። Medicare ካርዲ ንዝደልይ ክሊኒክ ዘለዎ ቦታ ንምፍላጥ የብልካን፣ ንCOVID-19 Vaccine Eligibility Checker ምጥቓም።

ብናትኻ ቋንቋ ብዛዕባ COVID-19 ክታበት ፕሮግራም ብዝበለጸ መረዳእታ አብ ድረገጺ COVID-19 vaccine information in your language ኣቲኻ ምርኣይ።

ሓቓዊ ጽሑፋዊ ወረቐቲ