ንሥራሕ ጥዕናን ድሕንነትን
ሳፍ ዎርክ ኣውስትራሊያ/Safe Work Australia ንንግዲ ሥራሕቲን ውልቐሰባትን ንምሕጋዝ ብናይ ሥራሕ ጥዕናን ድሕንነት ዘሎ ሕጊታት መሰረት ክገብርዎ ዝግባእ ንክፈልጡን እሞ ብለበደ COVID-19 ቫይረስ ንዝመጸ ጸገማት ጠጠው ንምግባር ብኸመይ ከምትቖጻጸሮ ከምትኽእል መምርሒታት ኣውጺኡ እዩ።
ንዝበለጸ መረዳእታ ኣብ ድረገጺ፡ swa.gov.au/coronavirus አቲኻ ምርኣይ።