ቁልፊ ኣርዕስቲታት
-
ጥዕና
ንኮቪድ/ COVID-19 ምስርጫው ምክልኻል
-
ትምህርቲ
ንተማሃሮ፤ ወለዲን ንትምህርቲ መዳለውቲ ተወሳኺ ደገፍ።
-
ንንግዲ ሥራሕን ንፋይናሻል ገንዘባዊ ደገፍ
ብናይ 2020/21 ዓ.ም ባጀት መረዳእታ ከምተዳልወ፤ ንውልቐሰባትን ስድራቤታት፤ ከምኡ’ውን ኣብ ንግዲ ሥራሕቲ ናይ ሥራሕ ጥዕናን ድሕንነት ዝኸውን ፋይናሻል/ገንዘባዊ ደገፍ።
-
ናይ ማሕበረሰብ ድሕንነትን ናይ ሰፈራ ምጥያሽ ኣገልግሎታት
ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ/COVID 19 ንማሕበረሰብ ድሕንነትን ንሰፈራ ምጥያሽ ኣገልግሎታት መምርሒ።
-
ቪዛታትን ዶብን
እዋን ለበደ ኮቪድ/COVID 19 ናይ ኣውስትራሊያ ኢሚግሬሽንን ዶብ ምድላው።